

NAU MAI, HAERE MAI.
መርሓባ.
ፖፈሪ እንታይ ማለት ኢዩ ?
ፖፈሪ ንተጣየስቲ ስደተኛታት ኣገልግሎት ዝህብ ትካል ኣብ ኦተታሂ:ኣቴርዋ(ክራሽቸርች :ኒው ዚላንድ)ኢዩ ትርጉሙ ከኣ ‘መርሓባ’ ኢዩ።
ፖፈሪ ብ1 ሓምለ 2022 ተጀሚሩ፡ ብፑራፑራ ፌቱ ትራስት - ጥዕናዊን ማሕበረ ሰባዊን ኣገልግሎት ዝህብ ኮይኑ:ሰባት ምሉእ ጥዕና ክህልዎምን ኣብ ዝደልይዎ ክበጽሑን ይሕግዝ።
ብኣካል ክንረኽበካ ድልዋት ኢና ።

Nau mai, Haere mai, whakatau mai rā, e koutou nō ngā hau e whā, nō ngā tini whenua o te ao whānui, ki Kā Pākihi-Whakatekateka a Waitaha. Haere mai ki a mātou te whānau o Purapura Whetū. Piki mai, kake mai, Haere Mai!

ፖፈሪ ንመን ይሕግዝ ?
ፖፈሪ ስደተኛታት ናብ ክራሽቸርች ምስ መጹ ካብ 12-24 ኣዋርሕ ይሕግዝ
ናብ ፖፈሪ ዝሰደካ ኢምግረሽን ኒው ዚላንድ ኢዩ
ፖፈሪ ብኸመይ ይሕግዝ ?
ናብ ክራሽቸርች ምስ መጻኻ 12-24 ኣዋርሕ ዝሕግዘካ ወልነስ ናቪገተር ብፖፈሪ ይምደበልካ።
ንሱ ድማ ነዞም ዝስዕቡ ሓገዛት ይገብረልካ :
-
ናይ ምጥያስ መደብ ይሰርዓልካ
-
መደባት የውጻልካ:ሽቶኻ ክትሃርም ድማ ይሕግዘካ
-
ደገፍን ጸጋታትን ምርካብ
-
ምስ ኣገደስቲ ኣገልጉሎታት የራኽበካ ከም
-
ንገዛ ዝምልከት
-
ምስ ወሃብቲ ገንዘባዊ ሓገዝ
-
ናይ ጥዕና ትካላት
-
ትምህርቲ
-
ሰራሕ
-
ካልእን
-
-
ነብስኻ ምኽኣል:ጽግዕተኛ ዘይሙኻን:ተሳታፍነትካ ኣብ ማሕበረ ሰብ ምዕዛዝ
-
ከም ካልኦት ኒው ዚላንዳውያን መሰላትካ ምጥቃም
-
ኣካል ናይ ሕብረተ ሰብካን ሕብረተ ሰብ ኒው ዚላንዳውያን ከም ዝስመዓካ ምግባር


ተወሳኺ ሓበሬታ
ዝተመሳሰለ ኣገልግሎት ዝህባ ትካላት
Immigration New Zealand (ክፍሊ ኤሚግሬሽን) – Supporting Refugees and Asylum Seekers
CRS (Christchurch Resettlement Services)
Canterbury Refugee Resource & Resettlement Centre
Red Cross Pathways to Employment
ምሳና ቮለቲር ክትከውን ትኽእል ኢኻ
ቮለቲር ክትከውን እንተ ደሊኻ? ክትረኽበና ትኽእል ኢኻ!
ክተመልክት ወይ ድማ ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቕ.
ደውለልና ወይ ድማ ጽሓፈልና
ሰዓታት ስራሕና
8:30ቅ/ቀ-4:30ድ/ቀ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ
ቁጽሪ ስልኪ
+64 03 379 8001
0800 4 WHETU (0800 4 94388)
ኢመይል
መርበብ ሓበሬታ
ኣድራሻና
Purapura Whetu Trust
166 St Asaph Street
Christchurch 8011
ርሰፕሽን ኣብ ቀዳማይ ደርቢ ይርከብ.
ካርታ ተዓዘብ.