top of page
Pōwhiri Web Banner.png

NAU MAI, HAERE MAI.

መርሓባ.

ፖፈሪ እንታይ ማለት ኢዩ 

 á–ፈሪ ንተጣዚስቲ ስደተኛታት ኣገልግሎት ዝህብ ትካል ኣብ ኊተታሂኣ቎ርዋክራሜ቞ርቜ ኒው ዚላንድኢዩ ትርጉሙ ኚኣ ‘መርሓባ’ ኢዩ።

​

ፖፈሪ ብ1 ሓምለ 2022 ተጀሚሩ፡ ብፑራፑራ ፌቱ ትራስት - ጥዕናዊን ማሕበሹ ሰባዊን ኣገልግሎት ዝህብ ኮይኑሰባት ምሉእ ጥዕና ክህልዎምን ኣብ ዝደልይዎ ክበጜሑን ይሕግዝ።

ብኣካል ክንሚኜበካ ድልዋት ኢና ።

Sunrise over Christchurch, New Zealand.jpg

Nau mai, Haere mai, whakatau mai rā, e koutou nō ngā hau e whā, nō ngā tini whenua o te ao whānui, ki Kā Pākihi-Whakatekateka a Waitaha. Haere mai ki a mātou te whānau o Purapura Whetū. Piki mai, kake mai, Haere Mai!

Happy african family enjoy together on meadow with sunlight at nature park , Travel  summe

ፖፈሪ ንመን ይሕግዝ 

ፖፈሪ ስደተኛታት ናብ ክራሜ቞ርቜ ምስ መጹ ካብ 12-24 ኣዋርሕ ይሕግዝ

 

ናብ ፖፈሪ ዝሰደካ ኢምግሚሜን ኒው ዚላንድ ኢዩ

ፖፈሪ ብኞመይ ይሕግዝ 

ናብ ክራሜ቞ርቜ ምስ መጻኻ 12-24 ኣዋርሕ ዝሕግዘካ ወልነስ ናቪገተር ብፖፈሪ ይምደበልካ።

​

ንሱ ድማ ነዞም ዝስዕቡ ሓገዛት ይገብሚልካ 

​

  • ናይ ምጥያስ መደብ ይሰርዓልካ

  • መደባት ዚውጻልካሜቶኻ ክትሃርም ድማ ይሕግዘካ

  • ደገፍን ጞጋታትን ምርካብ

  • ምስ ኣገደስቲ ኣገልጉሎታት ዚራኜበካ ኹም

    • ንገዛ ዝምልኚት

    • ምስ ወሃብቲ ገንዘባዊ ሓገዝ

    • ናይ ጥዕና ትካላት

    • ትምህርቲ

    • ሰራሕ

    • ካልእን

  • ነብስኻ ምኜኣልጜግዕተኛ ዘይሙኻንተሳታፍነትካ ኣብ ማሕበሹ ሰብ ምዕዛዝ

  • ኹም ካልኊት ኒው ዚላንዳውያን መሰላትካ ምጥቃም

  • ኣካል ናይ ሕብሚተ ሰብካን ሕብሚተ ሰብ ኒው ዚላንዳውያን ኹም ዝስመዓካ ምግባር

Pōwhiri Web Banner.png
Team Stacking Hands in Unison.jpg

ተወሳኺ ሓበሬታ

ዝተመሳሰለ ኣገልግሎት ዝህባ ትካላት


Immigration New Zealand (
ክፍሊ ኀሚግሬሜን) – Supporting Refugees and Asylum Seekers

CRS (Christchurch Resettlement Services)

 

Canterbury Refugee Resource & Resettlement Centre

​

Red Cross Pathways to Employment

​

Muslim Wellbeing Ōtautahi

​

​

ምሳና ቮለቲር ክትኚውን ትኜእል ኢኻ

 

ቮለቲር ክትኚውን እንተ ደሊኻ? ክትሚኜበና ትኜእል ኢኻ!

​

ክተመልክት ወይ ድማ ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቕ.

​

ደውለልና ወይ ድማ ጜሓፈልና

ሰዓታት ስራሕና

8:30ቅ/ቀ-4:30ድ/ቀ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ
 

ቁጜሪ ስልኪ

+64 03 379 8001

0800 4 WHETU (0800 4 94388)
 

ኢመይል

powhiri@pw.maori.nz
 

መርበብ ሓበሬታ

www.powhiri.maori.nz
 

ኣድራሻና

Purapura Whetu Trust
166 St Asaph Street

Christchurch 8011
 

ርሰፕሜን ኣብ ቀዳማይ ደርቢ ይርኚብ.
ካርታ ተዓዘብ.

መልእኜቲ ስደደልና

ሰለ ዝጞሓፍካልና ነመስግነካ.

ኣብዝሓጞሚ እዋን ክንድውለልካ ኢና.

bottom of page